ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግ/ምም/ር ትግራይ ኣርሚ 60 መ/ድ ብናይ ተወዳደርቲ ዝተማለአ ናይ ባኒ ማሽን ዘለዎም ንተጋደለቲ ኣባላት ፅሬቱ ዝሐለወ ባኒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 04:01 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባየነትን ደብተር ዘለዎ ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኮፒ ኣብ ፖስታ ዉሸጢ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታታት ተወሲኮም ኣብ ፖስታ ተዓሺጉም ከቅረቡ ይክእሉ

2 እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ለካቲት 12- 20 /6/2016 ዓም ኣ/ግእዝ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላት ኣብቲ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት ሰዓት 20 /6/2016 ዓም ኣ/ግዝ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ኣርሚ  60 መ /ድ ዘ/ ፋይናንስ ቢሮ ይክፈት

3 ናይ ጨረታ መከበሪ 3000 / ሰለስተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብቲ ደኩምንት ይመልከቱ

ዝርዝር ናይ ባኒ ዝምልከት

ተቁ

ዝድለ ዓይነት ባኒ

ስፐስፊኬሽን

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ነፀላ ዋጋ

መብርሂ

ፅሬቱ ዝሐለወ ዝበሰለን ዘይታቃፀለን

ሐደ ባኒ 115 ግራም ኮይኑ መዚኑ ከቅርብ ዝክእል

ብቑፅሪ

01

  • · መብርሂ እቲ ባኒ ዝምርት ብዘለና ሓይሊ ሰብ መሰረት ኮይኑ ብመዓልቲ ንዉልቀ ሰብ ዝበፅሖ በዝሒ ባኒ ብ7/ ሸዉዓተ ባኒ / ተባዝሑ  ዝስራሕ ይከዉን
  • · ኣርሚ ከም ኣርሚ ደረጃ ናይ ቦታ ለዉጢ ዝገብር እንተኮይኑ ምሳና ከኸይድ ዝክእል ክከዉን አለዎ
  • · ኣድራሻ ኣርሚ 60 መ/ድ /ዘ ፋይናንስ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ ጥቃ ማረት / ቐበሌ 02/ ዝርከብ ህዝባዊ ሳይብረሪ
  • · ንዝበበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914857594 / 0910 338538 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ
የጨረታ ምድብ