ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 09:45 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 10:00 ከሰአት
  • ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ መሰረት ዝተሰናደአ ጨረታ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝርከቡ ፋብሪካታቱ ኣብ ኣዲሰ አበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ዝርከብ ፋብሪካ ዳቦን ሑርጭን ዘስርሖ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ንሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዓዲጎም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ናብ ዝተሰናደአ ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ

2 ከምእዉን ኣብ ሃዋሳ መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ፋብሪካታቱ ንዝረከቡ ተጫረቲ ኣብቶም ፋብሪካታት ኣብ ዝርከቡ ክፍሊ ዕድጊት ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል መሊኦም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ነቲ ጨረታ  ናብ ዝተዳለወ  ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ ንዕድም እቲ ጨረታ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ