https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13679
ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 09:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

1 በዚ መሰረት ዝተሰናደአ ጨረታ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝርከቡ ፋብሪካታቱ ኣብ ኣዲሰ አበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ዝርከብ ፋብሪካ ዳቦን ሑርጭን ዘስርሖ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ንሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዓዲጎም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ናብ ዝተሰናደአ ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ

2 ከምእዉን ኣብ ሃዋሳ መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ፋብሪካታቱ ንዝረከቡ ተጫረቲ ኣብቶም ፋብሪካታት ኣብ ዝርከቡ ክፍሊ ዕድጊት ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል መሊኦም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ነቲ ጨረታ  ናብ ዝተዳለወ  ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ ንዕድም እቲ ጨረታ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ