ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቐኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሞርሴታ | ቁፅሪ | 30 | |||
2 | ካዎ በዓል 8 | ሜትሮ | 40 ሜትሮ |
እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/05/2016 ዓ/ም እሳብ 14/05/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ክሳብ 4፡00 ናብ ቤት ፅሕፈትና እና መፃእኩም ክተቅርቡ ትክእሉ፡፡
1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ብግዲ ዘለዎ
2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪT/ ሰርትፍኬት ዘለዎ
3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ
4. ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ