https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13669
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ልተጠቀሱ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝይደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 04:20 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/


ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቐኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ ዋጋ
1ሞርሴታቁፅሪ30
2ካዎ በዓል 8ሜትሮ40 ሜትሮ

እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/05/2016 ዓ/ም እሳብ 14/05/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ክሳብ 4፡00 ናብ ቤት ፅሕፈትና እና መፃእኩም ክተቅርቡ ትክእሉ፡፡

1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ብግዲ ዘለዎ

2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪT/ ሰርትፍኬት ዘለዎ

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ

4. ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል