ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:90000000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 04:00 ጥዋት
  • መሬትን ሊዝን/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣

በዚ መሰረት ፣

1. ብምልክታ ወፂኡ ዝሓሸ ዋጋ ዘቕረበ ዝሽየጥ መሸጣ እዩ።

2. መበገሲ መሸጢ ዋጋ 90,000,000 ( ቴስዓ ሚልዮን) ተገይሩ በቲ ኮሚቴ ብዘዳለዎ ዋጋ ንመሸነፊ ግልፂ ብዝኾነ ዝሽየጥ እዩ።

3. እቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጥሪ 3/2016 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ዘሎ ንተኸታታሊ ግዜ ኣብ ኣየር ፀንሑ ጥሪ 20/2016 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተዓፂዩ እቲ ጨረታ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘለውሉ ይኸፈት።

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 1,000,000 (ሓደ ሚልዮን) ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ድርጅትና ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ከትሕዝ አለዎ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ

0912917462,0914730112,0914701328,0914701279,0914033094 ,0914700849 ምሕታት ይካኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ