ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

1 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መለለይ ከፋላይ ግብሪ ወይድማ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር መሳርሒ ህንፃ ሕትመትን ካልኦትን ዝሐወሰ ቫተ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም ሪፖርት ወይድማ ቫት ድክሊር ዝገበርክምሉ ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ፈርኒቸር መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ  ንመሳርሒ ህንፃ:  ሕትመትን መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ  ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 50 ቅርሺ

2 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 8 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ ዕለት 23 ታሐሳስ 2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:30  ዕለት 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ድማ ይከፈት

9 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣበ ሰራሕ ሰዓተ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኮንኩም ንሕብር

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0926698234

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s