ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ክላስተር ከተማ እንትጮ ከምቲ ዝተለመደ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝተደንገገ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓነቀፅ 1 ብፊደል ተራ ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንበሪ ሕዉስዋስ ትካል ወይ እዉን ድርጀት ወዘተ ተረፈ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንከማሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ቦታ: እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ስለዚ ክጫረት ዝደሊ ሰብ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 11 ታሐሳስ 2016 ዓም ናይቲ ቦታ ዝርዝር መረዳእታ  ስነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ግብሪ ኣከብቲ ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእል

2 ሳነዱቅ ጨረታ 11 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብፅባሒቱ ማለት እዉን 12 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቃቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ እንትጮ ኩሉም ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ተጫረቲ ዘትሕዞ መከበሪ ጨረታ 5 ሚእታዊ ብስፒኦ ኮይኑ ጠቅላላ ሊዝ ዋጋ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብስም ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ከትሕዙ አለዎም

4 ነብስወከፍ ተጫረቲ ዋናን ቅዳሕን ናይ ተጫረቲ ዝተሐደሰ መለለይ መንነት ወሲኮም ምስቲ ዝዓደግዎ ሰነድ ጨረታ ብሓባረ ናብ ፖስታ ብምእታዉ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ይእትዉ

5 ሕጋዊ ወከልቲ እንትሃሊኩም ድማ ናይ ወኪል ዝተሐደሰ መንነት ወይ እዉን ፓስፖርት ምስ ሰነድ ጨረታ ከተሓሕዙ አለዎም

6 ናይ ተወካሊ መለለይ መንነት ወይ ፓስፖርት ዘይተሓዘ ድማ ሰነዱ ይስረዝ

7 ዝኮነ ተጫራታይ ዝተሐደሰ መለለይ መንነት ወይ እዉን ፓስፖርተ ዝተወለደሉ ዕለት ወርሒን ዓመት ምህረትን ዝገልፅ ቅዳሕ መለለይ መንነት ምስ ሰነድ ጨረታ ከታሓሓዝ አለዎ

8 መተሓሳሳቢ ዝኮነ ተጫረቲ ይሃልዉ ኣይሃልዉ ሰነድ ጨረታ ዝከፈት ምካኑ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣብ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ክላስተር ከተማ እንትጮ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s