ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1. ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ ከተማ መቀለ ኮይኑ ኣብ ቤት ምክሪ ኢንሹራንስ መድን ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ካብ 19/3/2016 ዓም ከሳብ 26/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ምዉሳድ ትክእሉ

2. ጨረታ ዝክፈተሉ 27/03/2016 ሰዓት 4፡00 ይክወን

3. ዝኮነ ሐበሬታ ንምሕታት ድማ ብቁፅሪ ስልኪ ሞባይል 0914708814 /0914012682 /0913967695

መመለስ
የጨረታ ምድብ