https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13378
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

1. ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ ከተማ መቀለ ኮይኑ ኣብ ቤት ምክሪ ኢንሹራንስ መድን ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ካብ 19/3/2016 ዓም ከሳብ 26/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ምዉሳድ ትክእሉ

2. ጨረታ ዝክፈተሉ 27/03/2016 ሰዓት 4፡00 ይክወን

3. ዝኮነ ሐበሬታ ንምሕታት ድማ ብቁፅሪ ስልኪ ሞባይል 0914708814 /0914012682 /0913967695