ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ኤለክትሮመካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ

ኣብ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ከምኡዉን ቫት ተመዝገብቲ ቫት ዲክላረሽን ክተቅርቡ ትክእሉ ደረጃ 5 ካብኡ ንላዕልን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ወሽጢ 20 መዓልቲ ብስምዒ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታÂ ሓደ ኦርጅናል ዶክመንትን ሓደ ኮፒ ዶክመንትንÂ CPO 2% ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ንንበይኑ ተዓሺጉ ምስ ቴክኒካል ዶክመንት ክቀርብ እናዓደምናÂ ናይቲ ስራሕ ዝርዝርÂ ዝሓዘ ሰነድÂ ካብ ትካልና ቢሮ ቁፅሪ 117 ብር 100 ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዕለት 23/ 03 /2016 ሰዓት 6፡00Â ናይ ቅድሚ ቀትረ ተዓፅዩÂ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 404712 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ