https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1334
ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ኤለክትሮመካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ስለዚ

ኣብ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ከምኡዉን ቫት ተመዝገብቲ ቫት ዲክላረሽን ክተቅርቡ ትክእሉ ደረጃ 5 ካብኡ ንላዕልን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ወሽጢ 20 መዓልቲ ብስምዒ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታÂ ሓደ ኦርጅናል ዶክመንትን ሓደ ኮፒ ዶክመንትንÂ CPO 2% ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ንንበይኑ ተዓሺጉ ምስ ቴክኒካል ዶክመንት ክቀርብ እናዓደምናÂ ናይቲ ስራሕ ዝርዝርÂ ዝሓዘ ሰነድÂ ካብ ትካልና ቢሮ ቁፅሪ 117 ብር 100 ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዕለት 23/ 03 /2016 ሰዓት 6፡00Â ናይ ቅድሚ ቀትረ ተዓፅዩÂ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 404712 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል