ትካልና ኣብርሃ ካስትል ናይ 2015 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ ስራሕቲ ሒሳቡ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:00 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዚ ካብ ዕለት 16/02/2016 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2016 ዓ/ም ቦታ ኣብ ሆቴልና ሒሳብ ክፍሊ ወይ ጋሻ ተቀባሊ/ Reception/ ተቅርቡ ምኳንኩም እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/02/2016ዓ/ም ዓት 4:00 ትቀርቡ ምኳንኩም ነፍልጥ።


ምስ ሰላምት

መመለስ
የጨረታ ምድብ