https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13169
ትካልና ኣብርሃ ካስትል ናይ 2015 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ ስራሕቲ ሒሳቡ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዚ ካብ ዕለት 16/02/2016 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2016 ዓ/ም ቦታ ኣብ ሆቴልና ሒሳብ ክፍሊ ወይ ጋሻ ተቀባሊ/ Reception/ ተቅርቡ ምኳንኩም እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/02/2016ዓ/ም ዓት 4:00 ትቀርቡ ምኳንኩም ነፍልጥ።


ምስ ሰላምት