ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 02:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእሉ

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/2/2013 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 1130 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 230  ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስሊ ቁፅሪ 034 440 24 20

መመለስ
የጨረታ ምድብ