https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13075
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእሉ

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/2/2013 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 1130 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 230  ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስሊ ቁፅሪ 034 440 24 20