ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ቱቦታትን ብረትን ፣ መገጣጠምታት ትቦን ፣ ቁርፅራፅ ትቦታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 07:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 ስለዚ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ቅርሺ) እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 07 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

2.ሰንዱቅ ጨረታ 27/02/2013 ዓም ሰዓት 7:30 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 47 73 05 77/03 47 73 02 69

መመለስ
የጨረታ ምድብ