https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13027
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ቱቦታትን ብረትን ፣ መገጣጠምታት ትቦን ፣ ቁርፅራፅ ትቦታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 ስለዚ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ቅርሺ) እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 07 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

2.ሰንዱቅ ጨረታ 27/02/2013 ዓም ሰዓት 7:30 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 47 73 05 77/03 47 73 02 69