ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ህንፃ ፅገናታት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 04:00 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ቲን መፍለይ ቁፅሪ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም ክሳብ 20/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ፀኒሑ 4፡00 ይክፈት

4 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54

መመለስ
የጨረታ ምድብ