ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ጋ/አፈሹም ሕርሻ REDD+ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት በዚ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ካልኦት መስፈርት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 02:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድን ዘለኩም  

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርድ ቲን ዘለኩም

3 ፕሮርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ዘክፈተሉ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም

4 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 18 05 87

መመለስ
የጨረታ ምድብ