ንኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ነዛም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቕረብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 08:30 ከሰአት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳርቲ ዝተሓደሰ  ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅሩ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዚይ ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም እስካብ 12/02/2013ዓ/ም ናብ ተዘደላወ ሳንሱቅ ጨረታ ምእታዉ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፋት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 04

መመለስ
የጨረታ ምድብ