https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12950
ንኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ነዛም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቕረብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1 ተወዳርቲ ዝተሓደሰ  ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅሩ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዚይ ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም እስካብ 12/02/2013ዓ/ም ናብ ተዘደላወ ሳንሱቅ ጨረታ ምእታዉ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፋት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 04