1 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ ፍቃድ ንግዲ 2013ዓ/ም ዘሐደሰ ኣብ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተርን ዕጥቂ ስፖርትን እትወዳደሩ ናይ ወርሒ ሓምለ/ነሓሰ/ መስከረምን ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዝተሓደሰ መለለይ መንነት ዘቅርቡ
3 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ዕጥቂ ስፖርት ን 3000 ቅርሺ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ
4 ሰዓራይ ዉዕል ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ይግባእ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ 09/02/2013ዓ/ም ክሳብ 23/02/2013ዓ/ም ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክልፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
7 ኣብ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚኢታዊ ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ
8 እቲ ጨረታ 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተይክፈት
9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 32 00 94
መመለስ