https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12938
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:60
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ ፍቃድ ንግዲ 2013ዓ/ም ዘሐደሰ ኣብ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተርን ዕጥቂ ስፖርትን እትወዳደሩ  ናይ ወርሒ ሓምለ/ነሓሰ/ መስከረምን ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዝተሓደሰ መለለይ መንነት ዘቅርቡ

3 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን  ዕጥቂ ስፖርት ን 3000 ቅርሺ፣  ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ

4 ሰዓራይ ዉዕል ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ይግባእ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 09/02/2013ዓ/ም ክሳብ 23/02/2013ዓ/ም ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክልፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

7 ኣብ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚኢታዊ ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

 8 እቲ ጨረታ 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተይክፈት

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 32 00 94