ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንደም ለገስቲ ዘገልግሉ ብስኩት ንእሽተይ ማይን ንእሽተይ ለስላሳን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 04:00 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

መመለስ
የጨረታ ምድብ