https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12903
ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንደም ለገስቲ ዘገልግሉ ብስኩት ንእሽተይ ማይን ንእሽተይ ለስላሳን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22