ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2013ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 04:30 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ኢንሽራንስ ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ

3 ናይ ዋንነት መኪና ሊብሬ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም እስካብ 11/02/2013ዓ/ም እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 48 99 03 10 ምሕታት ይክኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ