ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 09:00 ከሰአት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ምጭራት ዓቅሚ ዘለዎ ኩሉ ሕብረተሰብ ምጭራት ይክእል

2 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ይፀንሕ

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር ገዚኡ ክወስድ ይክእለ

4 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 500.00 በስፒኦ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዘ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 84 37

መመለስ
የጨረታ ምድብ