https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12871
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ምጭራት ዓቅሚ ዘለዎ ኩሉ ሕብረተሰብ ምጭራት ይክእል

2 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ይፀንሕ

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር ገዚኡ ክወስድ ይክእለ

4 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 500.00 በስፒኦ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዘ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 84 37