1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት
3 ንፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎን
4 ግብሪ ከፋላይ መለለይ መንነት ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ
5 ናይ ዘመኑ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ኑኡስ ከይዲ ስራሕ ምዉሳድ ይክእል
7 እቲ ጨረታ ካብ 27/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
9 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን መኪና ሰርቪስን ብር 3000.00 ፣ ንፈርኒቸርን ኤሌክትሮኒክስን 5000.00፣ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 00 08 98 /09 27 38 29 62
መመለስ