https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12786
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቡራሸለና ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸር ፣ አሌክትሮኒክስ፣ መኪና ሰርቪስ ፣ ከጫርት ወይ ድማ ከገልግል ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

3 ንፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎን

4 ግብሪ ከፋላይ መለለይ መንነት ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

5  ናይ ዘመኑ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ኑኡስ ከይዲ ስራሕ ምዉሳድ ይክእል

7 እቲ ጨረታ ካብ 27/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ  መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

9 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን መኪና ሰርቪስን ብር 3000.00 ፣ ንፈርኒቸርን ኤሌክትሮኒክስን 5000.00፣ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 00 08 98 /09 27 38 29 62