ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ናይ 2013 ዓ/ም 1ይ ፍርቂ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኣካል ጉድኣት ዊልቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:40.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 09:30 ከሰአት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ዝተሓደሰ መቀራባይ ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ

2 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብር በ5000 ብጥረ ገንዘብ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝክእል

3 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40 ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ክትወስዱ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ምስተዓሸገ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብቲ ዕለት 9፡30 ኣብ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ይክፈት

5 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀናሓሉ ማዓልቲ 60 መዓልታት ይከዉን

6 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 76 37

መመለስ
የጨረታ ምድብ