ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 11:02 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/01/2013ጀሚሩ ክሳብ ዕለት22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 11፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 5

መመለስ
የጨረታ ምድብ