https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12713
ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 11:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/01/2013ጀሚሩ ክሳብ ዕለት22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 11፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 5