ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ጀነሬተር ፅገና ግልጋሎት ከፀግን ስለዝደሊ ተወዳደርቲ በዚ ፕሮፎርማ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:32 ጥዋት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011ን 2012/ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘቅርቡ፤

3ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ምዉዳስ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት3:30 ይከዉን

ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220

መመለስ
የጨረታ ምድብ