https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12612
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ጀነሬተር ፅገና ግልጋሎት ከፀግን ስለዝደሊ ተወዳደርቲ በዚ ፕሮፎርማ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011ን 2012/ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘቅርቡ፤

3ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ምዉዳስ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት3:30 ይከዉን

ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220