ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10,000
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 04:00 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንትን ናይ ንግድን ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ምዝገባ ካርዲ ኮስትራክሽን ወይ እዉን ተካናታራይነት ብቅዓት ምዝገባ ወረቀት ተመዝጋባይነት ከፋሊ ግብሪ

2ናይ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ /ጉንበት/ ሰነ/ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

3 መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ

4ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 130 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚመም ከረክቡ ኣለዎም

5 ኩሉኩም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 08/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ብምእታዉ እቲ ጨረታ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 50 08 11

መመለስ
የጨረታ ምድብ