ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደ/ፋይ/ንብ ምምሕዳርን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ቀወምቲ ንብረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልዎም ዝግባእ ረቃሕታት
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 18, 2013 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 18, 2013 08:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ማንም ሰብ ክገዝዕ ዝደሊ ክወዳደር ይክእል

2 ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

3 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ሳንዱቅ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

4 ንጨረታ መኸበሪ ዝኸዉን ትሕጃ ብር 1000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብባንክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ በዓለ ሞያ ምዉሳይ ይካኣል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 24 20

መመለስ
የጨረታ ምድብ