https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12579
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደ/ፋይ/ንብ ምምሕዳርን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ቀወምቲ ንብረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልዎም ዝግባእ ረቃሕታት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 18, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ማንም ሰብ ክገዝዕ ዝደሊ ክወዳደር ይክእል

2 ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

3 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ሳንዱቅ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

4 ንጨረታ መኸበሪ ዝኸዉን ትሕጃ ብር 1000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብባንክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ በዓለ ሞያ ምዉሳይ ይካኣል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 24 20