ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሜዲካል ሳፕላይ ሪኤጀንትን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 08:30 ከሰአት
  • ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም እስካብ 12/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 12/01/20132ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ