https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12558
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሜዲካል ሳፕላይ ሪኤጀንትን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም እስካብ 12/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 12/01/20132ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57