ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 06:00 ጥዋት
  • መኪና ሓራጅ/
  • Print
  • Pdf

ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ኪዳነ ኣረፋይነ ዝፈለጥ መኪና ብሰብ ሙያ ብዝገመትዎ መሰረት ብመበገሲ ዋጋ ብር 199160.4/ ሓደ ሚኢትን ቴስዓን ትሽዓንተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሰሳን 60/100 ተጫሪቱ ንክሽየጥ እቲ ዝተገለፀ ዝጫረት እንተሃልዩ ንዕለት20/01/2013ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ትክእሉ ምኻንኩም ሓድነት መጋባእያ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ጨረታ ዝካየደሉ ግዜ ካብ 4፡00 ሰዓት  እስካብ 6፡00 ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ