ኣብ ኩሓ ሆስፒታል ግቢ ዘሎ ረጊድን ቀጢንን ጠቕላላ ኣብቲ ግቢ ዘሎ ዕንፀይቲ መፂእኻ ብምርኣይ ብፕሮፎርማ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ስለዝደለና ምግዛእ እትደልዩ ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/01/2013ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት19/01/2013ዓ/ም ናብ ዕደ/ንብ/ፋይ/ም/ር ቑፅሪ 48 ምቅራብ ትኽእሉ እኩም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:30 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ 1000 ቅርሺ ብር ብሽም ኹሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 05ተ መዓልቲ ዘሸነፎ ዕንፀይቲ ጠቕሊሉ ከልዕል ዝኽእል ኽኸዉን ኣለዎ

4 ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 21

መመለስ
የጨረታ ምድብ