https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12506
ኣብ ኩሓ ሆስፒታል ግቢ ዘሎ ረጊድን ቀጢንን ጠቕላላ ኣብቲ ግቢ ዘሎ ዕንፀይቲ መፂእኻ ብምርኣይ ብፕሮፎርማ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ስለዝደለና ምግዛእ እትደልዩ ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/01/2013ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት19/01/2013ዓ/ም ናብ ዕደ/ንብ/ፋይ/ም/ር ቑፅሪ 48 ምቅራብ ትኽእሉ እኩም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ጨረታ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ 1000 ቅርሺ ብር ብሽም ኹሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 05ተ መዓልቲ ዘሸነፎ ዕንፀይቲ ጠቕሊሉ ከልዕል ዝኽእል ኽኸዉን ኣለዎ

4 ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 21