ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 04:00 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረገጋገፂ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቅርብ ትኽእል

2 ናይ የካቲት 2012ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ//ሰሜን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉእዋን ካብ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3.30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10

መመለስ
የጨረታ ምድብ