https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12505
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረገጋገፂ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቅርብ ትኽእል

2 ናይ የካቲት 2012ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ//ሰሜን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉእዋን ካብ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3.30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10