ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ናይ ኣካል ጉድአት ዊልቼር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:40.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 09:30 ከሰአት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012 ሒሳብ ዘፍለጠን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን መቕረባይነት ዘሐደሰን

3 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 5000 ቅርሺ ከተትሕዙ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 40 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/01/2013 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቃሒ መሰረት ኮይኑ ካብ ዕለት 03/13/2012ዓ/ም ክሳብ 12/01/2013 ምቅራብ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 60 መዓልትታት ይከዉን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 56/ 03 44 41 76 37

መመለስ
የጨረታ ምድብ