ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ፕሮጀክት ናይ ህንፀት ህንፃታት 2ይ ትዉልዲ ማለት እዉን Second Generation ናይ አዴታትን ህፃናትን ጥዕና ክንክን ማለት እዉን ኤም ሲ ኤች 1 ህንፀት ስራሕቲ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ጣብያ ምድብ ሓምሾ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:00 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተወሃቦም ምዝገባ ካርዲ

2 ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ፣ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፣ወረቀት መቅረባይነት ምስክር

3  ወረቀት ምስክር  ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ፣ ምዝገባ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

4 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን  መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 62 03 74

መመለስ
የጨረታ ምድብ