ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ CLAM ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ዝተፈላለዩ ዘርኢ ኣቅሑ ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 03:32 ጥዋት
  • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 25/15/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46

መመለስ
የጨረታ ምድብ