ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝረከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ሰለዝደለየ ካብዚ ቀፂሊ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካላት ክተወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 09:00 ከሰአት
  • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ኮፒ ከተታሓሕዙ እትኽእሉ

2 ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበኩም ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ኽኸዉን ኣለዎ  ቲኦቲ ምዝጉብ እንተኾይኖም እዉን ዘቅርብዎ ዋጋ ቲኦቲ ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

4ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 11/12/2012ዓ/ም ክሳብ 25/12/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሽጉ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

6 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  03 44 41 85 56

መመለስ
የጨረታ ምድብ